Mjölby kommun

ምሳና ኣብ ቍጠባዊ ሓገዝ ምስ እንሰርሕ ዘለካ ርክብ ተመኩሮኻ ከመይ እዩ?

ካብዚ ዝስዕብ እንታይ ኢኻ?
ካብዚ ዝስዕብ እንታይ ኢኻ?

ዕድሜኻ ክንደይ እዩ? (ሓንቲ ኣማራጺት ምረጽ)
ዕድሜኻ ክንደይ እዩ? (ሓንቲ ኣማራጺት ምረጽ)

ቈልዑ ኣለዉኻ’ዶ?
ቈልዑ ኣለዉኻ’ዶ?

ንኽንደይ እዋን ደገፍ መነባብሮ ወሲድካ ኣለኻ? (እቲ ትህቦ ግዜ ከየቋረጽካ ዝወሰድካሉ ንውሓት ግዜ እዩ)

ነታ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናትካ ብቐሊሉ ክትረኽባ’ዶ ትኽእል?

በታ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናትካ ጽቡቕ ኣቀባብላ ዝግበረልካ ኮይኑ’ዶ ይስምዓካ?

ካብታ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናትካ ንቝጠባኻ ንዝምልከት ሓገዝ ትረክብ’ዶ?

ካብ ናይ ቍጠባኻ ኵነታት ወጻኢ ኣብ ካልእ ጕዳያት ካብታ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናትካ ደገፍ ተርክብ’ዶ?

ነብስኻ ክትክእል ንኽትቀርብ ሓገዝ ትረክብ ከም ዘለኻ ኮይኑ’ዶ ይስምዓካ?

ንኹነታትካ ከነወፍዮ/ከነመሓይሾ/ክንቅይሮ ንኽእል ገለ ነገር ኣሎ’ዶ?

ንስኻን እታ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ናትካን ብሓባር ሓደ መደብ ትግባረ ገርኩም’ዶ ኣለኹም?

ብመሰረት እቲ መደብ ትግባረ ካባኻ እንታይ ትጽቢት ከም ዘሎ ይርድኣካ ድዩ?

እቲ ኣብ መደብ ትግባረ ዘሎ ጠለባት ግብራዊ ኾይኑ’ዶ ይስምዓካ?

ቅድሚ ሕጂ ኣብዛ መጠይቕ ዘለዉ ሕቶታት መልስካዮም ዲኻ?
ቅድሚ ሕጂ ኣብዛ መጠይቕ ዘለዉ ሕቶታት መልስካዮም ዲኻ?

Publicerad